ንኣካለ ጉዱኣት ብምድጋፍ ኣክላ ብሩህ መፃኢ ወገን ይኹኑ/ና
ኣብ ማሕበራውን ቁጠባውን ጽቡቕ ሂወት ባዕሉ ዝድግፍን ካልኦት ዜጋታት ዝረኽብዎ ኣገልግሎታትን ዕድላትን ክረክብን ይኽእል።


ድጋፍ ብምሃብ ተሓወሱና
ኣብ ዝተፈላለየ ክእለት ዓቕሚ ብምሃብ ንዝሓሸ ህይወትን ፍረ ዘለዎ መጻኢን ኣካለ ጉዳት ምሳና ኢድኩም ሓዊስኩም ደግፉ።
BIRUH TESFA Support for Disabled PR ንግዳዊ ባንኪ ኢትዮጵያ
ጨንፈር መቐለ
Acct.NO 1000575340796
SWIFT Code: CBETETAA
No posts

ምስ ብሩህ ተስፋ ሓቢሮም ዝሰርሑ ትካላት:
- ቁሸት ህጻናት ኤስ.ኦ.ኤስ
- ክልል ትግራይ ቢሮ ዕዮን ማሕበራዊ ጉዳያትን (ቦልሳ)
- መቐለ ዩኒቨርስቲ ክፍሊ ነፃ ሕጋዊ ሓገዝ፣ ጥዕና ኣእምሮን ስነ-ኣእምሮኣዊ-
ማሕበራዊ ድጋፍን። - ዓይደር ሪፈራል ሆስፒታል
- CSF – ሲቪክ ማሕበር ብሕብረት ኤውሮጳ ዝድገፍ ፕሮጀክት
- ሕብረተሰብ ቀይሕ መስቀል ኢትዮጵያ
- ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይን (ቴክኒካውን ሞያውን ስልጠና –
ክፍሊ ቴሌቪዥን ትግራይ - ሎላ ኤችኣይቪ ኣብ ሓገዝ ህጻናት ጽልዋ ኣሕዲሩ
- ACSOT – Alliance of Civic Society Organizations of Tigray (ዓቢ ጽላል
ትካል/መርበብ 80+ CSOs)
